Till huvudinnehåll Hoppa till huvudmenyn Hoppa till huvudmenyn

ኣብ ሽወደን ሓድሽ ንዝኾንካን መግዳዕቲ ንዘለካን

Andra språk

ኣብ ሽወደን ንኽወሃቡኻ ከተመልክተሎም ትኽእል ደገፋትን መሳለጥያታትን ኣየኖም ምዃኖም ኣብ’ዚ ናይ ሓበሬታ ብሮሹር ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

እዚ ሓበሬታ መግዳዕቲ ንዘለዎ ከምኡ ድማ፤

  • ሓታቲ ዑቕባ ንዝኾነ ወይ
  • ብመሰረት ሕብረት ኤውሮጳዊ መምርሒ ጃምላዊ ፍልሰት፡ መንበሪ-ፍቓድ ዝተዋህበ ወይ
  • ኣብ ሽወደን ሓድሽ መጻኢ ዝኾነን ግዝያዊ ወይ ቀዋሚ መንበሪ-ፍቓድ ዝተዋህበን ይምልከት።

Publikationstyp
Övrigt

Utgivningsår
2023

Antal sidor
48

Artikelnummer
2023:9

ISBN (tryck)
978-91-987835-1-3 (ሕትመት)

ISBN (digital)
978-91-987835-0-6 (pdf)